ዝሑል ክርስቲያን-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ
ዝሑል ክርስቲያን-ብቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ድሕነት ካልኦት ዘይግደስ ሰብ፣ ዝሑል ክርስትያን ጥራይ እዩ! ድኽነት ምክንያት ክኾነካ ኣይኽእልን፤ ንድኽነት ከም ምኽንያት እንድሕሪ ተጠቂምካሉ፣ እታ ክልተ ሳንቲም ኣብ ሳጹን ዘዉደቐት ሰበይቲ ከሳሲትኻ ከይትኸዉን (ሉቃ 21፥1)። ንጰጥሮስ...
ዝሑል ክርስቲያን-ብቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ድሕነት ካልኦት ዘይግደስ ሰብ፣ ዝሑል ክርስትያን ጥራይ እዩ! ድኽነት ምክንያት ክኾነካ ኣይኽእልን፤ ንድኽነት ከም ምኽንያት እንድሕሪ ተጠቂምካሉ፣ እታ ክልተ ሳንቲም ኣብ ሳጹን ዘዉደቐት ሰበይቲ ከሳሲትኻ ከይትኸዉን (ሉቃ 21፥1)። ንጰጥሮስ...
ቅድስት ባርባራ “ንኽብሪ ኣምላኽን ምስጋናኡን እቲ ብኢየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ ፍረ ጽድቂ መሊእኩም፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ክርስቶስ መዓንቀፊ ዜብሎምን ንጹሃትን ምእንቲ ኽትኰኑ፡ እቲ ዚሐይሽ ክትምርምሩ፡ እቲ ፍቕርኹምውን ብፍልጠት ብምስትውዓል ዘበለ ዅሉን ኣዝዩ እናበዝሔ ኪኸይድ፡ እጽልይ...
ምእንቲ እቶም ዝጠፍኡ ነፍሳት ኢየሱሱ ስዱድ ተስፋሆሙ ለስዱዳን፣ ኢየሱስ ግፉዕ ምስካየ ግፉዓን፣ እግዚአብሔር ማኅደር ዘአልቦ ከመ ነዳያን። ኢየሱስ ነግድ ወፈላሲ እንዘ ዉእቱ ሕፃን። ወልደ አብ ፍቁር ብኀበ ሰብእ ምኑን። መኀልየ ብካየ ኰነኒ ዘእሙ ኃዘን።...
ምዕራፍ 18. ጸሎት-4ይ ክፋል ናይ ንግሆ ጸሎት ምስ ገበርካ፣ ጸሎት በዚ ዘብቀዐ ኣይምሰልኻ። ጸሎት ጌርካ ምስ ወዳእኻ፣ ነዚ ናይ ጸሎት ሃዋሁ ወይ መንፈስ ክትዕቅቦ ይግባእ፣ ዋላ እብታ መዓልቲ ብዙሕ ደስ ዘይብል ነገራት ይግጠመካ፣ ናይ...
ግእዝ ካላንደር ዓመተ 2006 ዓ.ም. ንኩለን በዓላትን ኣጽዋማትን ዝሓዘለ፣ ኣብ ኮምፕዩተርኩም ብፒዲኤፍ ፋይል ክትዕቅብዎን፣ ወይ ዉን ኣብ ወረቐት ፕሪንት ጌርኩም ክትጥቅሙሉ ትኽእሉ። ነቲ ስጋዊ ንጥፈታትና ካላንደር ከም ዘድልየና፣ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ዉን፣ ንመንፈሳዊ ንጥፈታት...
ናይ ክርስቶስ ባህሪ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ሳዋ ኣብ 2004 ንታዓሊም ምስ ወረድና`ዩ ነዛ መጽሓፍ ቶርጊምናያ። ካብቲ ሽዑ ግዜዉን ኣብ ኮምፒዩተር ተጻሒፋ ተኣሪማ፣ ብመማሃራን ዘገልግለሉ ዝነበርኩ ቤተክርስቲያን ተራእያ፣ ብዙሓት...
ምዕራፍ 17. ጸሎት-3ይ ክፋል ሓደ ንግሆ ንግሆ ስፖርት ክሰርሕ ዝደሊ ሰብ፣ ድልዱል ነብሲ ስለዘለዎ ወይ ዉን ልዕሊ ሰቡ ሓያል ስለዝዀነ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ ነቲ ዘይብሉ ክረክብ፣ ማለት ጭዋዳታቱ ነከደልድል እዩ። ብፍላይ ነዚ ነገር`ዚ ብሙሉእ...
ድንግል ማርያም ኣብ ድርሳን ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ 2 መበል 26 ክፋል፥35 35. ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ብስራተ ገብርኤል ኣመልኪቱ ኣብ ዝደረሶ ድርሳን ከምዚ በለ። መልኣክ ንቅድስት ድንግል ማርያም ከምዚ ኢሉ ኣበሰራ፣ “ተፈሥሒ ኦ ማርያም...
ቅድስት ድንግል ማርያም- ብ ቃል ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ኣብ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ናይ ቁስጥቲንያ ሊቀ ጳጳስ ዝነበረ ቅዱስ ዮሃንስ፣ ብዙሕ ድርሳናት ዝደረሰ፣ ናይ ጥበብ ሰብ ነበረ። ቤተክርስቲያን ስለቲ ንሱ ዝገብሮ ወንጌል ናይ ምስባኽ ጻምኡን፣...