Tagged: ብሂል ቅዱሳን

0

ብሂል ካብ ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ

ንመበል 50 ዓመት መዓልቲ ዕረፍቶም ንኣቦና ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ ንምዝኻር ዝኣኽል፣ በረኸቶም ምእንቲ ክንኻፈል ነዚ ናቶም ብሂል ናብ ነበብቲ ነብል።
“ብፈተና እንተ ደኣ ወዲቅካ፡ ጣዕሳ ኃጢኣትካ ካብ ጸሎት ኣይዕገተካ። ክሳዕ እትናሳሕ ጸሎት እንተ ደኣ ኣቛሪጽካ ድማ፡ ኣይክትናሳሕን ኢኻ። እቲ ምንታይሲ፡ ጸሎት ማዕፆ ሓቀኛ ንስሓ ስለ ዝኾነት።”

0

ገለ ብሂላት ካብ ቅዱሳን ኣዴታት- ቅድስት ስትከሊካ

ሎሚ ሰንበት ዕለት 12 ለካቲት (ፈረንጂ) ዓለምለካዊ መዓልቲ ኣዴታት እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንኲለን ኣዴታት፣ ኣዴታት ቤተክርስቲያንን፣ እንኮላይ ንወላዲተይ መርዓተኣብ ብሩኽ መዓልቲ ክብለን ይፎቱ። ንመዓልቲ ኣዴታት ብዝዉክል መልክዑ፣ ገለ ብሂላት ናይ ቤተክርስቲያን ኣዲታት ከላልየኩም። ኣብ መጽሓፍ...