Author: ፍኖት

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ!   ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን፣ ሞተ ወኬዶ ለሞት፣ ለእለ ዉስተ መቃብር፣ ወሃበ ህይወተ፣ ዘለዓለም ዕረፍት። ክርስቶስ ካብ ሞት ተንሲኡ፣ ንሞት ብሞቱ ስዒሩ፣ ኣብ መቓብር ንዝነበሩ፣ ህይወትን ዘለዓለማዊ ዕረፍትን ሃቦም። Christ is Risen...

መንገዲ ባሕታዉያን 8

ምዕራፍ 8. ዝሰዓርካዮ ሓጢኣት ዳግማይ ከይምለሰኻ ተጠንቀቕ ንገዛእ ስጋኻ ክትስዕር ካብ ጀሚርካ፣ እዚ ምልክት ዓወት እዩ። በዚ ዓወት`ዚ ንኣምላኽ ደኣ ኣመስግን እምበር፣ ንገዛእ ርእስኻ ሓያል ጌርካ ኣይትቑጸራ፣ ምኽንያቱ ንሱ`ዩ ነዚ ሓይሊን ዓወትን ዝሃበካ። ካብ...

መንገዲ ባሕታዉያን 7

ምዕራፍ 7. ካብ ፍትወት ስጋ ናብ ፍቕሪ ክርስቶስ ቅዱስ ቴዎፋን ባሕታዊ ከምዚ ኢሉ ይሓትት`ሞ ዝምልሶ መልሲ ኸኣ ንስማዓዮ፣ “ካብ ስጋና እንድሕሪ ወጺእና ንመን ንረኽብ?” “ንኣምላኽን ንብጻይናን ክንረኽብ ኢና።” በዚ ምክንያት`ዩ እምበኣር፣ ገዛእ ሰብነትናን ስጋናን ክንቀብጽ...

መንገዲ ባሕታዉያን 6

ምዕራፍ 6. ትምኒትን ምቾትን ኣርሕቅ “ብዙሓት ኪኣትዉ እናደለዩስ ከም ዘይኰነሎም፡ እብለኩም አሎኹ እሞ፡ በታ ጸባብ ደገ ንምእታው ተጋደሉ።” /ሉቃ 13፥24/። እዚ ቃል፣ ናብ ህይወት እትወስድ ቀጣን መንገዲ ብዙሓት ከምዘይመርጽዋ የረድኣና። ንሕና ግና በዛ ቀጣን...

መንገዲ ባሕታዉያን 5

ምዕራፍ 5. ገዛእ ርእስኻ ምኽሓድን ልብኻ ምንጻህን እምበኣር ሕጂ ናብቲ ዝዓበየ ዕማም ክንኣቱ፣ ንሱ ዉን፣ ፍተውት ገዛእ ርእስኻ ምቁጽጻር እዩ። እዚ ማለት ገዛእ ርእስኻ ምክሓድ ወይ ምምላኽ እዩ። ነዚ ዘይርአ ኲናት ንክትዕወተሉ ገዛእ ርእስኻ...

መንገዲ ባሕታዉያን 4

ምዕራፍ 4. ስቕታን ዘይርአ ኲናትን ብዛዕባ ዕላማ ምንጻርን፣ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስና ሓይሊ ከይንምካሕ፣ ተዘራሪብና፣ እቲ ህይወት ዉን ኣብ ልቢ ከምዝጅምር ርኢና። እምበኣር ሕጂ ናብ ኲናት ክንኣቱ። እዚ ኲናት ዘይርአ እዩ። ብስቕታ ኣብ ልቢ...

መንገዲ ባሕታዉያን 3

ምዕራፍ 3. ግራት ልብኻ ጀሚርካዮ ዘለኻ ህይወት ልክዕ ናይ ሓረስታይ ህይወት እዩ። እቲ ግራት፣ ማይ፣ ዘርኢ፣ ሙቐት ጸሓይ፣ ኲሉ`ዚ ዉህብቶ ኣምላኽ እዩ፣ እቲ ዕዮ ግና ናይቲ ሓረስታይ። ሓረስታይ ጽቡቕ እቶት ንክረኽብ፣ ኣበርቲዑ ክጽዕር ኣለዎ።...

መንገዲ ባሕታዉያን 2

ምዕራፍ 2. ዉልቃዊ ሓይልኻ ኣይክጠቕመካን ቅድም ቀዳድም ነዚ ዘክር፣ ኣብ ዝዀነ ኣጋጣሚ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓይሊ ኣይትመርኮስ፣ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓደ ቃል ዝመክሩና ነዚ እዩ። ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ኲናት ብርቱዕ እዩ፣ ስለዚ ስጋዊ ሓይልኻ...