ጸሎትን ጾምን ምሕረትን-ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ
ቅደስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380- 450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዱ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ...
ቅደስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380- 450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዱ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ...
ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ዝዓበየ ኣማኒ፣ ካብ ህጻንነቱ ጀሚራ ኣብ ልቡ ዝተሰረተት ስርዓት፣ ቤተክርስቲያን ክትኣቱ እንከለኻ ኣሳእንኻ ምዉጻእ እዩ። እዚ መንፈሳዊ ልምዲ እዚ ባህሊ ዝሰረቱ ዘይዀነስ፣ ትእዛዝ እቲ ልዑል ኣምላኽ እዩ። ታቦት ኣብ ዘለዎ ቅድስት...
መንፈሳዊ ንባብ ንባብ ንህይወትና ኣገዳሲ እዩ። “ዘንብብ ይዕንብብ” ስለዝዀነ፣ ንክዕንብብ፣ ዓንቢብና ዉን 30፡ 60፡ 100 ፍረ ከነፍሪ፣ ምንባብ ኣገዳሲ እዩ። መንፈሳዊ ሰብ ህይወቱ ብናይ ንባብ ልምዲ ዝተሃንጸ ክኸዉን ይግባእ። ሓደ ክርስቲያን መንፈሳዊ ጽሑፋት ዘንብብን፣...
ኣብ ማሕበር ሓቢርና ጸሎት ክነቕርብ እንከሎና፣ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ማዕረ ኣወዳት ኣሕዋቶም መዝሙር ዳዊትን ዉዳሴ ማርያምን ሕዘን ክጽልያ ይፍቐደለን ድዩ? ሎሚ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እዩ፣ በዚ ኣጋጣሚ ንኩልኽን ደቂ ኣንስትዮ ብሩኽ በዓል ይግበረልኽን...
ምዕራፍ 20. ጾም ጾም ንቁሕ ንኽትከዉን ይሕግዝ፣ ክትጸዉም ከለኻ ዓቕምካ ክኸዉን ይግባእ። ልዕሊ ዓቕምካ ወይ ዉን ትሕቲ ዓቕምካ ኣይትጹም። ከምዚ እንድሕሪ ኣዘዉቲርካ ንቑሕ ትኸዉን። “ዝዀነ ሰብ ከብዱ ጸጊቡ ብዛዕባ ኣምላኻዊ ነገራት ክሓስብ የብሉን” ይብሉ...
ምዕራፍ 25. ጸሎተ ኢየሱስ ጸሎተ ኢየሱስ ተብሂሉ ዝፍለጥ ጸሎት፣ ብሓፈሻ “ምህለላ”፣ ወይ ዉን “እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ/ ኪርያላይሶን/ኦ ጐይታና ክርስቶስ መሓረና” ኢልና እንጽልዮ ጸሎት እዩ። “ኪርያላይሶን” ግሪካዊ ቃል ኮይኑ፣ ካብ “Kýrie” ማለት “ኣምላኽ ወይ ጐይታ”...
መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ተግባር ክንነብሮ እንከለና፣ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን ኣድላይ እዩ። ምልላይ መናፍስቲ ካብ ጸጋታት መንፈስ ቅዱስ ሓደ`ዩ /1ይ ቆሮ 12፥10/። መጽሓፍ ቅዱስ «እቶም መናፍስቲ ካብ ኣምላኽ ምዃኖም መርምሩ እምበር ንመንፈስ ዘበለ ኩሉ ኣይትእመንዎ» /1ይ...
ስለምንታይ እዩ፣ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ኣንጻረ ጾታ ጌሩ ዝፈጠረ፧ ንክንፋረይ ጥራይ ድዩ፧ ብጹእ ጳጳስ ኣባ ሙሳ ናይዚ ምክንያት ብከምዚ መገዲ ይገልጽዎ፦ «እግዚኣብሔር ኣምላኽ፣ ጾታውነት (ኣንጻር ጾታ ኮይንና ናይ ጾታዊ ስምዒት ዘለና)ኣብ እንስሳታት ዝፈጠረ ንኽዋለዱ...