ምዕራፍ 2.ፍቓድካ ምቁጽጻር- መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ
መእተዊ 1.ኣእምሮኻ ምግዛእ ፍቓድካ ምቁጽጻር ቅ.ጳውሎስ «ብውሽጢ ሰብሲ በቲ ሕጊ ኣምላኽ ባህ ይብለኒ እዩ። ግናኸ ኣብ ኣካላተይ ምስ ሕጊ መንፈሰይ ዝዋጋእ ናብቲ ኣብ ሰብነተይ ዘሎ ሕጊ ሓጢኣት ኣቢሉ ዉን ዝማርኸኒ ካልእ ሕጊ እሪኢ ኣለኹ።»...
መእተዊ 1.ኣእምሮኻ ምግዛእ ፍቓድካ ምቁጽጻር ቅ.ጳውሎስ «ብውሽጢ ሰብሲ በቲ ሕጊ ኣምላኽ ባህ ይብለኒ እዩ። ግናኸ ኣብ ኣካላተይ ምስ ሕጊ መንፈሰይ ዝዋጋእ ናብቲ ኣብ ሰብነተይ ዘሎ ሕጊ ሓጢኣት ኣቢሉ ዉን ዝማርኸኒ ካልእ ሕጊ እሪኢ ኣለኹ።»...
ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቀጸለ ምዕራፍ ሓደ- ኣእምሮካ ምግዛእ ኣእምሮና ካብ ጎዳእትን ረብሓ ዘይብሉን ፍልጠት ከመይ ጌርና ንኽልክል መንፈሳዊ ፍልጠት’ከ ኣብ ልብና ከመይ ጌርና ክንዕቅብ ንኽእል፣ ሓብርና ንርኣይ። ረብሓ ዘይብሉ ፍልጠት ፍጹም ክርስትያን ክንከዉን እንድሕሪ...
መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ ብስም ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን። ሰላም ንዓኩም፣ ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ናይዛ ብሎግ። ንሎሚ ትርጉም ናይ ሓንቲ ጽብቕቲን ሓጻርን መንፈሳዊ መጽሓፍ ሒዘልኩም ቀሪበ ኣለኹ። እዛ መጽሓፍ፣ ኣብ ካናዳ ዝቕመጡ፣...
ነዛ ጽሕፍቲ መን ከም ዘዳለዋ ብልክዕ ክፍለጥ ኣይተካእለን፣ ብትዉፊት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈ-ወርቅ ከም ዝጸሓፋ እዩ ዝንገር፣ ኮይኑ ግና ብዙሓት ናይ ታሪክ ተመራመርቲ፣ ንሱ ከም ዘይጸሓፋ ይኣምኑ። ገለገለ ዉን ናይ ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ ወደ መዝሙር...
ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ኲሉ ዓለም ዘለና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስቲያናት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ ኪዳነ ምሕረት (ካብ ዕለት1-16 ግእዝ) ፍልሰታ ብምባል፣ ብጾም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ...
ትንቢት ፍልሰት ቅድስት ድንግል ማርያም “ዎ እግዚኣብሄር፣ ንስኻን፡ታቦት ሓይልኻን ተንስእ፣ ናብ ቦታ ዕረፍትኻ ንዓ።” እዚ መዝሙር (መዝ 132፥8) ኩሎም ነብያተ እስራኤል ዝዝምርዎ ዝንበረ ናይ ዳዊት መዝሙር እዩ። ነዚ ቃል ኣጸቢቕና ምስ ንምርምሮ ብዙሕ ሚስጢር...
እዛ ዕለት እዚኣ፣ ብሰማእትነት ናይ ክልተ ቅዱሳን ሓዋርያት ጴጥሮስን ጳዉሎስን፣ ተቀዲሳትልና ኣላ። እዞም ቅዱሳን ሓዋርያት ሕቡኣት ኣይነበሩን፣ ኣብ ኲሉ ፍሉጥ ዝነበሩ እዮም፣ “ድምጾም ናብ ኲላ ምድሪ፣ ቃላቶም ድማ ክሳብ ኲላ ዓለም በጽሐ” /መዝ 19፡4/።...
ካብ ቀዳማይን፣ ካልኣይን ክፋል ዝቐጸለ ፍታሕ ብተዋሕዶ[1] «እምበኣር በዚ ምክንያት`ዩ፣ እቲ ዘይነገራዊ፣ ዘይመዉት፣ ስጋዊ ዘይኮነ ቃለ ኣብ ናብ ዓለም ዝመጽአ። ከምዚ ክበሃል እንከሎ፣ ቅድም ርሒቁ ኔሩ ማለት አይኮነን። ካብ ፍጠረት ፈጺሙ ርሒቁ ኣይፈልጥን፣ ፍጥረት...
ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐጸለ፣ ኣምላኽ ኣብ መዋጥር ቅዱስ ኣትናትዮስ ዘሓዋርያ`ዩ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝገልጽናዮ ኲነታት ከብርህ እንከሎ፣ ኣምላኽ ኣብ መዋጥር ኣተወ ዝበለ[1]። እዚ መዋጥር ተባሂሉ ዘሎ፣ ከም ኣዘራርባ ሰባት ክንዛረብ እንከሎና እዩ፣ እምበሪ፣ ሰባት ዓቕሎም ኣጽቢቦም...
ብስም ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን፣ ሓደ ኣምላኽ ኣሜን። ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣንበብቲ፣ ሎሚ ሓደ ሕጽር ዝበለ ጽሑፍ ቀሪበልኩም ኣሎኹ። ሓደ ተደጋጋሚ ዝለዓል ሕቶ ኣሎ፣ ንሱ ድማ፣ ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ? መእተዊ እምነት ክርስትና ካብተን...