Category: መንገዲ ባሕታዉያን

መንገዲ ባሕታዉያን 4

ምዕራፍ 4. ስቕታን ዘይርአ ኲናትን ብዛዕባ ዕላማ ምንጻርን፣ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስና ሓይሊ ከይንምካሕ፣ ተዘራሪብና፣ እቲ ህይወት ዉን ኣብ ልቢ ከምዝጅምር ርኢና። እምበኣር ሕጂ ናብ ኲናት ክንኣቱ። እዚ ኲናት ዘይርአ እዩ። ብስቕታ ኣብ ልቢ...

መንገዲ ባሕታዉያን 3

ምዕራፍ 3. ግራት ልብኻ ጀሚርካዮ ዘለኻ ህይወት ልክዕ ናይ ሓረስታይ ህይወት እዩ። እቲ ግራት፣ ማይ፣ ዘርኢ፣ ሙቐት ጸሓይ፣ ኲሉ`ዚ ዉህብቶ ኣምላኽ እዩ፣ እቲ ዕዮ ግና ናይቲ ሓረስታይ። ሓረስታይ ጽቡቕ እቶት ንክረኽብ፣ ኣበርቲዑ ክጽዕር ኣለዎ።...

መንገዲ ባሕታዉያን 2

ምዕራፍ 2. ዉልቃዊ ሓይልኻ ኣይክጠቕመካን ቅድም ቀዳድም ነዚ ዘክር፣ ኣብ ዝዀነ ኣጋጣሚ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓይሊ ኣይትመርኮስ፣ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓደ ቃል ዝመክሩና ነዚ እዩ። ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ኲናት ብርቱዕ እዩ፣ ስለዚ ስጋዊ ሓይልኻ...

መንገዲ ባሕታዉያን

መእተዊ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምለክ ኣሜን ጾም ካብ ዝጅምር ድሮ ሶምን ሓሊፉ፣ ከም መደብ ንናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ መጽሓፍ ፖስት ክገብር እኳ እንተነብረ፣ ብምክንያት ዓቢይ ጾም ‘ኣብ ብሎግካ ፖስት ግበሮ’ ኢሉ ሓደ...