Category: መንፈሳዊ ህይወት

ትርጉም ክርስትና-ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘኒሱን

ትርጉም ክርስትና-ቅ.ጎርጎርዮስ ዘኒሱን ሓደ ግዜ ኣብ ከተማ እስክንድርያ ንሰባት ብምዝንጋዕ ዝፍለጥ ሓደ ሰብ ነበረ ይበሃል። እዚ ሰብ`ዚ ንሓንቲ ህበይ ከም ትስዕስዕ ጌሩ ኣሰልጠና፣ እታ ህበይ ዉን ከምቲ ዋንኣ ዘላመዳ ጌራ፣ ነቲ ዝድርፈላ ሙዚቃ ኣሰማሚዓ...

ዝሑል ክርስቲያን-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ዝሑል ክርስቲያን-ብቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ድሕነት ካልኦት ዘይግደስ ሰብ፣ ዝሑል ክርስትያን ጥራይ እዩ! ድኽነት ምክንያት ክኾነካ ኣይኽእልን፤ ንድኽነት ከም ምኽንያት እንድሕሪ ተጠቂምካሉ፣ እታ ክልተ ሳንቲም ኣብ ሳጹን ዘዉደቐት ሰበይቲ ከሳሲትኻ ከይትኸዉን (ሉቃ 21፥1)። ንጰጥሮስ...