Category: ኦርቶዶክሳዊነት

ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን መን እያ፧

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ወንጌላዊት እያ፣ ግና ፕሮቴስታንት ኣይኮነትን። ኣጽናፋዊት እያ ግና ካቶሊካዊት ኣይኮነትን። ቅድሚ ምግምማዕ እምነታት ዝነበረት ሓንቲን ሓቀኛን እያ። ተኣሚና፣ ምሂራ፣ ሞጊታ፣ ዓቂባ፣ ተከላኺላ ዝጸንሐት እንኮ እያ። ምእንቲ እዛ እምነት ብዙሓት ብሰማእትነት ሞይቶም፣...