ዕርገት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ- ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ
ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ዘሂፖ፣ ኣብ መወዳእታ ህይወቱ ዝሰበኮ፣ ናይ በዓል ዕርገት ትምህርቲ ከምቲ ፈሊጥኩሞን፣ ኣሚንኩሞን፣ ተቐበልኩሞን ዘለኹም፣ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቲ ሓደ ወዱ ንኣቦ ዝዀነ፣ ምስ ወላዲኡ ዘለዓለማዊ፣ ፍጹም ዘይረአ፡ ኣብ ኲሉ ሙሉእ፣ ኲሉ ዝኽእል...
ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ዘሂፖ፣ ኣብ መወዳእታ ህይወቱ ዝሰበኮ፣ ናይ በዓል ዕርገት ትምህርቲ ከምቲ ፈሊጥኩሞን፣ ኣሚንኩሞን፣ ተቐበልኩሞን ዘለኹም፣ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቲ ሓደ ወዱ ንኣቦ ዝዀነ፣ ምስ ወላዲኡ ዘለዓለማዊ፣ ፍጹም ዘይረአ፡ ኣብ ኲሉ ሙሉእ፣ ኲሉ ዝኽእል...
ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ኣብ 5ይ ክዘ ዝነበረ ናይ ቤተክርስቲያን ኣቦ እዩ፣ ጽሑፋቱ ብግእዝ የለን፣ ኣብ ስንክሳር ኰነ፣ ኣብ መጽሓፈ ሃይማኖተ ኣበው ዉን የለን። ዝያዳ ኣብቲ ምዕራባዊ ክፋል ጥራይ እዩ ዝፍለጥ። ኮይኑ ግና፣ ትምህርቱን መንፈሳዊ መልዕክቱን...
በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስን አሐዱ አምላኽን አሜን። ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ኣብ 4ይ ክፍለ ዘመን ዝጸሓፈ መልእክቲ ኮይና፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ በዓል ፋሲጋ ማለት ኣብ ዕለት ትንሳኤ ድሕሪ ሊጦን እትንበብ፣ ብልጽቲ መጸናንዒት መልእክቲን እያ። ኣብ መጽሓፈ ሕማማት...
ናይ ቅዱስ ስምኦን ኣምዳዊ ጸሎት፣ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጽለ ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ከምቲ ንዓካ ናይ ድሕሪት ኣሲሮም ናብ ናይ ሊቀ ካህናት መጋብኣያ ዝወሰዱኻ፣ ከምኡ ዉን ንዓይ እሰረኒ እሞ፣ ናብታ ወሃቢ ህይወት (ማህየዊት) ዝዀነ ቤትኻ...
ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐጸለ ዝዀነ ይኹን ናይ ቅድስና ስራሕ፣ ብዘይ ጾም ኣይፍጸምን። ዋላ እቲ ቀደም፣ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝነበረ ናይ ጽላሎት ኣገልግሎት እኳ ባዕሉ፣ ዂሉ ብጾም ዝተሰነየ እዩ ኔሩ። ኣብ ናይ ሓድሽ ኪዳን ኣማናዊ...
ኣብ ናይ ኦርቶዶክሳዊ ቴኦሎጂ ዓለም ኣዚኹም ትግደሱ እንድሕሪ ኮይንኹም፣ ዕረፍቲ ናይዞም ቀሺ ሰሚዕኩም ክትዀኑ ተስፋ ይገብር። ቀሺ ቶማስ ሆፕኮ (Fr Thomas Hopko) ይበሃሉ። ናይ ቴሎጂ ምሁር፣ ፕሮፌሰር፣ ትሑት ኣገልጋሊ፣ ንዂሉ ብቅንዕና ዝምርምሩ፣ ኣዝዮም ሕያዋይ...
ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐጸለ ልዕሊ ዓቀን ጾም፣ ማለት ካብ ዓቅሚ ሰብነትና ንላዕሊ ካብ ብልዒ ምኽልካል፣ ብቅዱሳን ኣቦታት ኣይድገፍን እዩ። ጾም ንሰብ ካብ ስጋዊ ፍትወታት ሓራ ትገብሮ እያ። ብጸሎት ኣቢልና፣ ኣንጻር ስጋዊ ፍትወትና እንዳተቃለስና ክንስዕር...
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ቅንያት፣ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዂሉ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን፡ ሰሜን ኣፍሪቃን ኣንጻር ኣምንቲ ክርስቶስ ዝወርድ ዘሎ መከራ፣ ኣብ ፍሉይ ጥርዙ ከም ዝበጽሐ ዝተጋህደሉ ቅንያት እዩ። 21 መናእሰያት ግብጻዉያን ክርስቲያናት፡...