ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ
ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...
ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...
ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ ካብ 329 ክሳብ 379 ዝነበረ፣ ሓደ ካብ ናይ ኮፖዶቅያ ኣቦታት ተባሂሎም ዝፍለጡ፣ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ብዛዕባ ጾም ካብ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ዝተወስደ ትምህርቲ ናቱ፣ ከተንብቡ ይዕድመኩም። ብሩኽ ንባብ! “ብሰርቂ ወርሒ፣ ብምልኣት...
ትማሊ መዓልቲ ፍቑራት ኔሩ፣ ፍቕሪ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ዕለት ነቲ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ብንጉስ ሮም ንዝወጽአ ኣዋጅ ከይፈርሐ፡ ንፍቑራት ቃል ኪዳን ዘእስር ዝነበረ፣ ቅዱስ ቫለንታይን መዝከርታ ኮይና ትጽዋዕ። ኣብ ህይወቱ ፍቕሪ ዘለዎ...
ድሕሪ ነዊሕ ቅንያት፣ ምስግጋር ናብ ቀዋሚ ኢንተርነት ኣገልግሎትን፣It will stop cialis properien http://amerikabulteni.com/2012/06/06/unutulmaz-ray-bradbury-vecizeleri/ the loss and, in many cases, prompt regrowth. ምትዕርራይ ብሎግን፣ ናብ ስራሕ ተመሊሰ ኣለኹ። ብጸሎት ምዝካር ኣይትሕመቑ እንዳበልኩ፣ ብሩኽ ቅንያት ጾም...
ቅንያቱ ናይ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ልደቱ ከነኽብር ንቀራረበሉ ዘለና ግዜ ኣዩ። ናይ ሎምዘበን በዓል ናይ ልደት ኣብ ሮብዕ ስለትዉዕል፣ ብዙሓት ናይ ስዕረት መግቢ ይብላዕ ድዩ ኣይብላዕን ዝብል ሕቶ ሓቲትኩምኒ ኔርኩም። ዝኸበርኩም ሓተቲ፣ ካብ...
ዓብን ዘድንቅ ሚስጢርን ኣስትዉዕሉ! ኣብ እዝነይ ናይ ጓሶት መዝሙር ይመላለሰኒ ኣሎ። ጥዑም ዝደሃዩ ሻምቡቆ ኣይኰነን፣ እንታይ ደኣ ዝማሬ ሰማያት ደኣ እምበሪ። መላኣኽቲ ዘመሩ። ሊቃነ መላእክቲ ዉን ብሕብረት ድምጾም ኣወሃሃዱ። ኪሩቤል ጥዑም ምስጋንኦም ዘመሩ። ሱራፍኤል...
ኣብዛ ናይ ልደት ለይቲ! “ኣብዛ ናይ ልደት ለይቲ ኣብ ኲሉ ዓለም ሰላም ነገሰ፣ ስለዚ ማንም ሰብ ኣየፈራርሕ! እዛ ለይቲ እዚኣ ካብ ኲለን መዓልታት ዝጠዓመት እያ፣ ስለዚ ማንም ሰብ ኣይጨክን! እዛ ለይቲ እዚኣ ናይ ትሕትና...
ኣስተዉዒልኩም`ዶ ትፈልጡ፣ መብዛሕትኡ ግዜ መግቢ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ንረኽቦ። ዉድቐትና ኣይትብልዑ ንዝብል ሕጊ ብምጥሓስና እዩ። ኣብ ቆሮንጦስ ንጣኦት ዝተሰዉአ ምብላዕ ይግባእ`ዶ ኣይግባእን ዝብል ክትዕ ነበረ። ኣህዛብን ህዝቢን፣ መምለኽቲ ጣኦት ምስ ኣመንቲ ብሓባር ኮይኖም...
ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380-450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዲ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ ጽሑፋትን፣...
ካብ መበል ታሽዓይ ክፋል ትርጓሜ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ዝተወስደ ሓጺር ትምህርቲ! “ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።” ቆላ 3፥17 ስም ክርስቶስ ኣብ ዝተጸዉዓሉ ኣጋጣሚ፣...