ስግው ቃል ብቅ.ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን። “ዝኾነ ሰብ ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ጽሑፍ እንተረኺቡ፣ ነቶም ዘይረኽብዎ ምእንቲ ከንብብዎ ወረቐት ዘለዎ ኣብ ወረቐት፣ ወረቐት ዘይብሉ ኣብ ክዳኑ ይጽሓፎ”። ኣባ ቆዝማ (መበል 44 ፓትሪያሪክ ዘእስክንድርያ)...
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን። “ዝኾነ ሰብ ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ጽሑፍ እንተረኺቡ፣ ነቶም ዘይረኽብዎ ምእንቲ ከንብብዎ ወረቐት ዘለዎ ኣብ ወረቐት፣ ወረቐት ዘይብሉ ኣብ ክዳኑ ይጽሓፎ”። ኣባ ቆዝማ (መበል 44 ፓትሪያሪክ ዘእስክንድርያ)...
ኣብ ስንክሳር ተመዝጊቡ ካብ ዘሎ ንቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ ካብ ዘጋጠሞ ነገራት ሓደ፣ ኣብ ዕለት 13 መስከረም ዝንበብ ክፋል ናይ ሲሳየ ዕለት እዩ። እዚኣ ዕለት እግዚአብሔር ንቅዱስ ኣትናቴዎስ ዝገበረሉ ተኣምራት ንዝክረሉ እዩ። ከምቲ ኣብ ታሪክ...
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ወንጌላዊት እያ፣ ግና ፕሮቴስታንት ኣይኮነትን። ኣጽናፋዊት እያ ግና ካቶሊካዊት ኣይኮነትን። ቅድሚ ምግምማዕ እምነታት ዝነበረት ሓንቲን ሓቀኛን እያ። ተኣሚና፣ ምሂራ፣ ሞጊታ፣ ዓቂባ፣ ተከላኺላ ዝጸንሐት እንኮ እያ። ምእንቲ እዛ እምነት ብዙሓት ብሰማእትነት ሞይቶም፣...
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ክርስቲያን ምዃነይ ካብ ዝዝክሮ ከም ቅዱስ ኣትናቴዎስ ህይወትን ትምህርትን ጌሩ ዝመሰጠኒ የለን። ንሱ ኣብ ትሕቲ መማህራን ተኮስኪሱ ዝዓበየ፣ ህይወት ቅዱሳን ብግብሪ ተማሂሩ ዘስተማቐረን፣ ኣሰር ክርስቶስ ብምስዓብ...