ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም
ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ኲሉ ዓለም ዘለና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስቲያናት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ ኪዳነ ምሕረት (ካብ ዕለት1-16 ግእዝ) ፍልሰታ ብምባል፣ ብጾም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ...
ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ኲሉ ዓለም ዘለና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስቲያናት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ ኪዳነ ምሕረት (ካብ ዕለት1-16 ግእዝ) ፍልሰታ ብምባል፣ ብጾም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ...
ትንቢት ፍልሰት ቅድስት ድንግል ማርያም “ዎ እግዚኣብሄር፣ ንስኻን፡ታቦት ሓይልኻን ተንስእ፣ ናብ ቦታ ዕረፍትኻ ንዓ።” እዚ መዝሙር (መዝ 132፥8) ኩሎም ነብያተ እስራኤል ዝዝምርዎ ዝንበረ ናይ ዳዊት መዝሙር እዩ። ነዚ ቃል ኣጸቢቕና ምስ ንምርምሮ ብዙሕ ሚስጢር...
እዛ ዕለት እዚኣ፣ ብሰማእትነት ናይ ክልተ ቅዱሳን ሓዋርያት ጴጥሮስን ጳዉሎስን፣ ተቀዲሳትልና ኣላ። እዞም ቅዱሳን ሓዋርያት ሕቡኣት ኣይነበሩን፣ ኣብ ኲሉ ፍሉጥ ዝነበሩ እዮም፣ “ድምጾም ናብ ኲላ ምድሪ፣ ቃላቶም ድማ ክሳብ ኲላ ዓለም በጽሐ” /መዝ 19፡4/።...
ግዜና ንጸሎት ንህብ እንድህሪ ኮይንና፣ ጥቕሚ ጸሎት ኣብ ህይወትና ብግህዶ ከነስተማቕሮ ኢና። ምስ እግዚአብሔር ካብ ምዝርራብን፣ ናብ ኣምላኽ ካብ ምጽላዪን ዝዓቢ፣ ነገር ፈጺሙ የለን። ከምቲ ሓደ ሰብ ምስ ብጻዩ ክራኸብ ዝደሊ፣ ከምኡ ዉን ጸሎት...
[pullquote]”ንስኻትኩምሲ፡ ከምቲ ቕብኣት ብዛዕባ ዅሉ ዚምህረኩም ዘሎ፡ ሓቂውን እዩ፡ ሓሶት ኣይኰነን፡ እሞ ኸምቲ ንሱ ዝመሀረኩም ኴንኩም፡ ኣብኡ ኽትነብሩ ኢኹም። እምብኣርከ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር አሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ።” /1ይ ዮሃ 2፡27/[/pullquote]...
ቅዱስ ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም (313-386 ዓ.ም.) ሓደ ካብቶም ኣብ ራብዓይ ክ/ዘ ዝነበሩ ብሉጻት ሊቃዉንቲ ኮይኑ፣ ብፍላይ ንሓደስቲ ኣመንቲ ዝኸዉን መጽሓፉ ኣዝያ ፍልጥቲ እያ። ብቅድስንኡ፣ ብተባዕ ዉሳኔታቱን፣ ንኣርዮሳዉይና ብምቅዋሙ ዝፍለጥ ቅዱስ ቂርሎስ፣ ብዙሕ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ...
“ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና፡ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን። እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም...
ቅዱስ ኤራንዮስ (130-200 ዓ.ም.)፣ ኣብ ካልኣይ ክፍለ ዘመን ካብ ዝነበሩ፣ ናይ ሊዮንስ እትበሃል ዓዲ ጳጳስ ዝነበሩ፣ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኣቦታት እዩ። ንወንጌላዊ ቅዱስ ዮሃንስ ወደ መዝሙሩ ዝነበረ፣ ንሰማእት ቅዱስ ፖሊካርፐስ ወደ መዝሙር ዝነበረን፣ ኣብ...
ኣእዳወይ ተቐበል፣ ናባካ ዝተዘርጋሓ ናይ ፍቕሪ ኣርማ፣ ናይ ብጻይነት ምልክታ ብዘሕ ቅድመ ኲነት ክነሱ ዘይብለይ ዉሑዳት ዝጾረይ፣ ዝቀለለ ኣርዑተይ ኣእዳወይ ተቐበል፣ ናባኻ ዝተዘርጋሓ ትም ኢልካ ደው...