Tagged: ሓሳማ

ቀኖና ብዛዕባ ብልዒ 6 Comments

ቀኖና ብዛዕባ ብልዒ

ሰላም ክርስቶስ ምስ ኲሉኹም ይኹን፣ ዝኸብርኩም ተከታተልቲ እዛ ብሎግ እዚኣ፣ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዙሓት ሰባት፣ ብዛዕባ ዘይብልዑን ዝብልዑን፣ ዓይነት እንስሳታት ኣብ ፍትሃ ነገስት እንተሃልዩ ቶርጊመ ከቕርብ ሓቲትኩምኒ ኔርኩም። ብተወሳኺ፣ ትርጉም 1ይ ጢሞ 4፥4 ቃል...