Tagged: ሳእኒ ምውጻእ

መንፈሳዊ ትርጉም ናይ ሳእኒ ምዉጻእ እንታይ እዩ፧? 0 Comments

መንፈሳዊ ትርጉም ናይ ሳእኒ ምዉጻእ እንታይ እዩ፧?

ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ዝዓበየ ኣማኒ፣ ካብ ህጻንነቱ ጀሚራ ኣብ ልቡ ዝተሰረተት ስርዓት፣ ቤተክርስቲያን ክትኣቱ እንከለኻ ኣሳእንኻ ምዉጻእ እዩ። እዚ መንፈሳዊ ልምዲ እዚ ባህሊ ዝሰረቱ ዘይዀነስ፣ ትእዛዝ እቲ ልዑል ኣምላኽ እዩ። ታቦት ኣብ ዘለዎ ቅድስት...