Tagged: በዓለ ሃዋርያት

ጴጥሮስ ወጳዉሎስ ቅ. ዮውሃንስ ኣፈወርቅ 0

ጴጥሮስ ወጳዉሎስ ቅ. ዮውሃንስ ኣፈወርቅ

ክብረ በዓል ናይ ሓዋርያት ከነብዕል እንከለና፣ ሰማያውያንን ምድራውያንን ነዞም ሓዋርያት ክዉድሱ ዝወዳደሩሉ ኮይኑ ይስምዓኒ። ምክንያቱ በቲ ሓደ ሸነኽ፣ ከምቲ ጳዉሎስ “ከመ ይእዜ ይትዐወቅ ለቀደምት ወለመኳንንት እለ በሰማያት በእንተ ቤተ ክርስቲያኑ ጥበቢሁ ለእግዚአብሔር እንተ ብዙኅ...