Tagged: ትሕትና

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን 0 Comments

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን

ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...