Tagged: ማርያም በዓልቲ ጨና

0

ንጐይታ ክንዲ ምንታይ ተፍቅርዎ? ክንዲ ይሁዳ`ዶ ዋላስ ክንዲ ማርያም?

ሮብዕ፣ ሳልሰይቲ መዓልቲ ናይ ሶሙነ ሕማማት ዝንበብ ወንጌል ኣዝዩ ፍሉይ ጣዕሚ ዘለዎ እዩ። ብርግጽ ኲሉ ወንጌል ፍሉይ ጣዕሚ ኣለዎ፣ ግን ንዓይ ብዉልቀይ ግና፣ ልበይ ካብ ዝትንክፋኒ ናይ ሶሙነ ሕማማት ንባባት ናይ ሮብዕ እያ እንተበልኹ...