Tagged: ሰማእትነት

ደም ሰማእታት ናይ ቤተክርስትያን ዘርኢ እዩ 1 Comment

ደም ሰማእታት ናይ ቤተክርስትያን ዘርኢ እዩ

 ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ቅንያት፣ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዂሉ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን፡ ሰሜን ኣፍሪቃን ኣንጻር ኣምንቲ ክርስቶስ ዝወርድ ዘሎ መከራ፣ ኣብ ፍሉይ ጥርዙ ከም ዝበጽሐ ዝተጋህደሉ ቅንያት እዩ። 21 መናእሰያት ግብጻዉያን ክርስቲያናት፡...