Tagged: ቀሊል ክርስቲያናዊ ሕጊታት

55 ሓጸርቲ ሕጊታት ክርስቲያናዊ ህይወት- ቀሺ ቶማስ ሆፕኮ 9

55 ሓጸርቲ ሕጊታት ክርስቲያናዊ ህይወት- ቀሺ ቶማስ ሆፕኮ

ኣብ ናይ ኦርቶዶክሳዊ ቴኦሎጂ ዓለም ኣዚኹም ትግደሱ እንድሕሪ ኮይንኹም፣ ዕረፍቲ ናይዞም ቀሺ ሰሚዕኩም ክትዀኑ ተስፋ ይገብር። ቀሺ ቶማስ ሆፕኮ (Fr Thomas Hopko) ይበሃሉ። ናይ ቴሎጂ ምሁር፣ ፕሮፌሰር፣ ትሑት ኣገልጋሊ፣ ንዂሉ ብቅንዕና ዝምርምሩ፣ ኣዝዮም ሕያዋይ...