Tagged: ቅዱስ ኣግናጥዮስ

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ 4 Comments

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ

ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...