Tagged: ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

“ምናልባት ቅድሚ ሕጂ ምስ ጳጳስ ተዛሪብኻ ዘይትፈልጥ ከይትኸዉን።” ቅዱስ ባሲልዮስ ዓብይ 0

“ምናልባት ቅድሚ ሕጂ ምስ ጳጳስ ተዛሪብኻ ዘይትፈልጥ ከይትኸዉን።” ቅዱስ ባሲልዮስ ዓብይ

ብምኽንያት ሲመተ 6ይ ፓትሪያሪክ ሃገረ ኤርትራ፣ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባሲልዮስ፡ ገለ ካብ ታሪክ ቅዱስ ባሲልዮስ ዓቢይ ከካፍለኹም። ንምብራቓዊ ግዝኣት ሮማ ንጉስ ኮይኑ፣ ካብ 364 ክሳብ 378 ዓ.ም ዘመሓደረ ሃጸይ /ንጉስ/ ቫለንስ፣ ነቲ ኣብ ጉባኤ...

ስራሕ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ባሲልዮስ ዘቂሳርያ 0

ስራሕ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

“ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና፡ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን። እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም...

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ 2

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ  ካብ 329 ክሳብ 379 ዝነበረ፣ ሓደ ካብ ናይ ኮፖዶቅያ ኣቦታት ተባሂሎም ዝፍለጡ፣ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ብዛዕባ ጾም ካብ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ዝተወስደ ትምህርቲ ናቱ፣ ከተንብቡ ይዕድመኩም። ብሩኽ ንባብ! “ብሰርቂ ወርሒ፣ ብምልኣት...