Tagged: ታቦተ ጽዮን

1

ሕዳር ጽዮን! ቅድስት ድንግል ማርያም

እንዃዕ ናብ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም-ሕዳር ጽዮን ኣብጽሓና። ኣብዚ ዕለት`ዚ ዳርጋ ሙሉእ ኣስመራን፣ ብዙሓት ዓዲታትን ንግደት ይገብራ፣ በዓል ወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብምኽባር፣ ተማቐልቲ በረኸትን፣ ተሳተፍቲ ሰማያዊ ኽብሪ ይዀኑ። ብፍላይ ካብ ጐደና ሓርነት...