Tagged: ክርስቲና

ክርስትያን – ኦርቶዶክስ – ተዋህዶ 0 Comments

ክርስትያን – ኦርቶዶክስ – ተዋህዶ

ኣብ ህይወት ደቂ ሰባት፣ ስም ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር እዩ። “ስም ይመርሕ ጧፍ የብርህ” እኳ ተባሂሉ ተመሲሉ እዩ። ኣብ ቃል ኣምላኽ ዉን፣ “ካብ ጽቡቕ ጨና፣ ጽቡቕ ስም ይሓይሽ” ዝብል ጽሑፍ ኣሎ /መክ 7፡1/። ምስ ኣምላኽ...