ክጸዉም ብቚዕ ድየ፧?
ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...
ብዛዕባ ኣጽናፋዊት፡ ሓዋሪያዊት፡ ልዕሊ ኲሉ ዝዀነ ሓንቲን ቅድስትን ቤተክርስቲያን ዝምህረና ትምህርቲ።
ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...
ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...
ኣካል ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ዝዀነ ኣማኒ፣ ሓድሽ ዓመቱ ኣብ መስከረም እዩ። ኣብ ኲለን ናይ ኦርቶዶክስ ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጲያ፡ ኣርሜንያ፡ ህንዲ፡ ሩስያ፡ ግሪክ፡ ኣንጾክያ፡ ሶርያ. . . . ኲለን ናብ ምብራቅ ይዂና ናይ...
እንዃዕ ናብቲ ንሕማማትን ስቕያትን ክርስቶስ ኣምላኽና ንዝኽረሉ፣ ሶሙን ኣብጽሓና። ብንስሓ ንቐርበሉ፣ ሓጢኣትና ንናዘዘሉን፣ ብመንፈስን ሓቂን ንሰግደሉ ቅነ ይግበረልና። እዚ ሶሙን`ዚ፣ ቤተክርስትያን ምስቲ ሓቀኛ መርዓዊዓ፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድሚ 2000 ዘመን ዝተመርዓወትሉ ግዜን፣...
ኣረጋዊ መንፈሳዊ፣ ሓደ ካብቶም ንመጽሓፈ መነኮሳት ካብ ዝጸሓፉ ኣቦ ኮይኑ፣ ብዛዕባ ምንኩስናዊ ህይወት፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ገድሊታትን፡ ብዛዕባ ነፍስኻ ኣንጺህኻ ብቅድስና ከመይ ንዓቢን ከመይ ናብ ምስሊ ወልደ እግዚአብሔር ብትሕትና፡ ብምሕረት፡ ብምልግሲ፡ ብመንፈስዊ ገድሊ ክንዓቢ ንኽእል...
ዲድኣኬ- ብ12 ሓዋርያት ናብ ኣህዛብ ዝተሰብኸ ናይ ጐይታ ትምህርቲ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን። ዲድኣኬ ማለት ቃል ብቃሉ ካብ ዲዳስኬን ዝብል ናይ ግሪክ ቃል ዝተወስደ ኮይኑ፣ “ትምህርቲ ምምሃር” ማለት እዩ። ኣብ...