መንገዲ ባሕታዉያን 2
ምዕራፍ 2. ዉልቃዊ ሓይልኻ ኣይክጠቕመካን ቅድም ቀዳድም ነዚ ዘክር፣ ኣብ ዝዀነ ኣጋጣሚ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓይሊ ኣይትመርኮስ፣ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓደ ቃል ዝመክሩና ነዚ እዩ። ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ኲናት ብርቱዕ እዩ፣ ስለዚ ስጋዊ ሓይልኻ...
ምዕራፍ 2. ዉልቃዊ ሓይልኻ ኣይክጠቕመካን ቅድም ቀዳድም ነዚ ዘክር፣ ኣብ ዝዀነ ኣጋጣሚ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓይሊ ኣይትመርኮስ፣ ቅዱሳን ኣቦታት ብሓደ ቃል ዝመክሩና ነዚ እዩ። ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ኲናት ብርቱዕ እዩ፣ ስለዚ ስጋዊ ሓይልኻ...
መእተዊ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምለክ ኣሜን ጾም ካብ ዝጅምር ድሮ ሶምን ሓሊፉ፣ ከም መደብ ንናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ መጽሓፍ ፖስት ክገብር እኳ እንተነብረ፣ ብምክንያት ዓቢይ ጾም ‘ኣብ ብሎግካ ፖስት ግበሮ’ ኢሉ ሓደ...
መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 3ይ ክፋል . . .መቀጸልታ ግጉይ ግምት ቁ.3፦ ብዘይ ሓገዝ ቤተክርስቲያን፣ ዝኾነ ሰብ ባዕሉ ብዉልቁ፣ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርጉም ይኽእል። ቀዳሞት መራሕቲ ፕሮቴስታንት፣ ን “መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ” ዝብል ዶግማ ክማጎትሉ ከለዉ፣ ከም...
መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ . . . . 2ይ ክፋል ግጉይ ግምት ቁ.2፦ መሰረት ቀዳመይቲ ቤተክርስቲያን መጽሓፍ ቅዱስ ኔሩ፣ ትዉፊት ግና ሰባት ድሕሪ ግዜ ዘተኣታተዉዎ ብልሽዉና እዩ። ብፍላይ ኣብቶም ወንጌላዉያንን ካሪዝማቲክን ዝበሃሉ ጉጅለታት፣ እቲ “ትዉፊት”...
ምዕራፍ 1. ስነ-ፍጥረትን ዉድቀትን. . . 3. ርእይቶ ደቂ ሰባት ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽናዮ ኮይኑ፣ ድፍረት ዝመልኦ ዕሽነቶም ኸኣ ብትምህርቲ ክርስቲያናዊ እምነት እዩ ዝግለጽ። ንሕና ንፈልጦ እዚ’ዩ፣ ንኣድማስ ዝፈጠረ ጥበብን ኣእምሮን ኣሎ፣ ዓለም ባዕላ...
ብስም አቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ብዝኸዉን ብቅድስት ስላሴ እናተማሕጸንኩን ኣብ ቅድሚ እዛ ኣደይ ዝኾነት ቤተ ክርስቲያን፣ ሰይጣን እኽሕደካ ኣሎኹ። ንሳዉን ናይ ዘለዓለም ጸግዐይ ምስክረይ ዝኾነት ማርያም እያ። ነአኵተከ ኦ ጐይታ ነመስግነካን ነኽብረካን...
ምንኩስና ካብ ዝጀመሩ ቀዳሞት ኣቦታት እዩ፣ ኣባ እንጦንስ ርእሰ መነኮሳት። ቅዱስ እንጦንስ ዓቢ (St Anthony the Great)፣ ርእሰ መነኮሳት፣ ኣቦ ምንኩስና. . .ካብተን ቤተክርስቲያንና እትጽዉዓሉ ናይ ክብሪ ኣስማቱ እዩ። ክርስቲያን ካብ ዝኾኑ ሓረስቶት ስድራቤት...
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። መዘኻከሪ ሓደ ጽሑፍ ካብ ሓደ ቋንቋ ናብ ካልእ ክትቱርጉሞ ከቢድ እዩ፣ ብፍላይ ናይ ቴኦሎጂካዊ ትርጓሜን፣ ዓሙቊ ጽሑፋዊ ስራሕ ምትርጓም፣ ምርምርን ዝያዳ ጻዕሪን ይሓትት። ብወገነይ፣ ኣንባብያን ዝርድእዎ...
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን። “ዝኾነ ሰብ ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ጽሑፍ እንተረኺቡ፣ ነቶም ዘይረኽብዎ ምእንቲ ከንብብዎ ወረቐት ዘለዎ ኣብ ወረቐት፣ ወረቐት ዘይብሉ ኣብ ክዳኑ ይጽሓፎ”። ኣባ ቆዝማ (መበል 44 ፓትሪያሪክ ዘእስክንድርያ)...