ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን
ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...
ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...
“ወላዲተ ኣምላክ ነበረት እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም በሕሊና ኣምላክ” ነዚ ቃል እዚ ክሰምዑ እንከለዉ፣ ገለ ዝስንብዱ፣ ገለ ዝግረሙ፣ ገለ ዝደናገሩ፣ ገለ ዉን ዝሓርቁ ኣይሰኣኑን። ገለ ሚስጢር ኣምላኽ ዘይተረድኡ የዋሃን ድማ፣ ነዚ ቃል`ዚ ሰሚዖም ናብ ካልእ...
ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...
ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ክርስቶስ ኣብዚ ምድሪ’ዚ እንከሎ ዘይወረደ? ስለምንታይ ክሳብ ናብ ሰማያት ዝዓረግ ጸንሐ? ስለምንታይ`ኸ ድሕሪ ዕርገቱ ብኡንብኡ ዘይወረደ? ማለት ክርስቶስ ኣብ መበል ኣርባዓ መዓልቲ ምስ ዓረገ ብእንብኡ መንፈስ ቅዱስ ኣይወረደን። “ኣብ መበል ሓምሳ...
ምዕራፍ ሓደ ስነ-ፍጥረትን ዉድቐት ኣብታ ቀዳመይቲ መጽሓፍ፣ “ኣንጻር ኣህዛብ (the Contra Gentes)1”፣ ኣጀማምራ ናይ ኣህዛብ ኣምልኮ ጣኦትን ከንቱ ኣምልኮኦምን ፣ ብጸጋ ኣምላኽ ገሊጸልካ ኔረ። ከምኡዉን፣ ብዛዕባ ናይ ኣብ ቃል ተዘራሪብና ኔርና። ንሱ መለኮታዊ ምዃኑን፣...
ጥንተ ትስብእት-መጋቢት 29 ብስም ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ኣሜን። መጋቢት 29፣ ጥንተ ትስብእት ተባሂሉ ይፍለጥ፣ ማለት ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ብፍቑዱን ብስምረት ኣቡኡን መንፈስ ቅዱስን፣ ሰብ ክከዉን ዝመረጸሉን፣ ኣብ ማህጸን ድንግል...
ሎሚ ሰንበት ዕለት 12 ለካቲት (ፈረንጂ) ዓለምለካዊ መዓልቲ ኣዴታት እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንኲለን ኣዴታት፣ ኣዴታት ቤተክርስቲያንን፣ እንኮላይ ንወላዲተይ መርዓተኣብ ብሩኽ መዓልቲ ክብለን ይፎቱ። ንመዓልቲ ኣዴታት ብዝዉክል መልክዑ፣ ገለ ብሂላት ናይ ቤተክርስቲያን ኣዲታት ከላልየኩም። ኣብ መጽሓፍ...
ቅዱስ ኤፍሬም ኣብቲ ብዛዕባ ንስሓ ሰብ ነነዌ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ብዛዕባ፣ ዓለምን ከንቱነት ዓለምን ዘስፈሮ ብመልክዕ ግጥሚ ካብ ዝተዳለወ ጽሑፍ ዝተወስደ። “ለም፣ ፍቕርኺ ክንደይ ይሕይል፡ ጽባቐኪ ዉን ብዙሕ እዩ፣ የግዳስ ጽባቐኪን ፍትወትክን ንዘለዓለም ኣይጸንዕን። ነባሪ...
ቅዱስ ኤፍሬም ሶሪያዊ፣ ብዛዕባ ሰብ ነነዌ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ትምህርቲ ዝተወስደ ጸሎት ኮይኑ፣ ብንስሓ ዝመላለስ ክርስቲያን ኣንጻር ሰይጣን ክጽልዮ ዝኽእል ጸሎት እዩ። እቲ ጽሑፍ ብቋንቋ ሶርያ፣ ብግጥሚ መልክዕ ዝተዳለወ እዩ፣ ብሩኽ ንባብ። “ኦ እግዚአብሔር ኣምላኸይ፣ ኣምላኽ...