Tagged: ኣትናቴዎስ

በዓል ፋሲጋ- ቅ. ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ 0 Comments

በዓል ፋሲጋ- ቅ. ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

የሕዋተየ! ካብ በዓል ናብ በዓል፣ ካብ ጸሎት ናብ ጸሎት፣ ካብ ቅዱስ መዓልቲ ናብ ቅዱስ መዓልቲ ምስግጋርን ምሕላፍን ክንደይ ደስ የብል። እምበኣር ብፋሲጋ ኣቢልና ሓድሽ ምጅማር ንፍልመሉ እዋን በጺሑ ኣሎ። ቅዱስ ፋሲጋ፣ ጐይታና መስዋእቲ ዝዀነሉ...

0 Comments

ስግው ቃል 3-ሰማያዊ መዋጥርን ፍታሕ ብተዋህዶን. . . . መቀጸልታ

መእተዊ  ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ክፋል ሰባት ብዉልቃዊ ጻዕሮም ንኣምላኽ ክፈልጥዎ ኣይኽእሉን፣ እግዚአብሔር ባዕሉ`ዩ መንነቱ ዝገለጸሎም። ሰብ ብባህሪኡ ዉሱንን ድሩትን ስለዝኾነ፣ ነቲ ዘይዉሰን፣ ዘይምርመርን፣ ረቂቅን ዝኾነ እግዚአብሔር ክፈልጦ ኣይኽእልን። ኣምላኽ ፈለማ ንሰብ ክፈጥሮ እንከሎ ዉን፣ ነዚ...