Tagged: ሉቃስ 15

0

“ዝጠፍአት በጊዕ፣ ሳንቲምን፣ ዉሉድን” ቅ. ኣምብሮስ ዘሚላን

ምሕረቱ ዝበዝሐ ንጉስናን ዳኛን፣ ተስፍኡ ካባና ኣይሓብእን። ከም ሕያዋይ ሓኪም ኲሉ ግዜ ፈዉሱ ይነገና። ዋላኻ ካብኡ ዓሊና ንርሓቅ፣ ፈዉሱ ኣይሓብኣልናን እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ሰለስተ ምስላታት ብሓደ ጌሩ ስሪኡ ኮፍ ዘበለልና፣ ብዘይ መደብ ኣይኰነን፣ ነዚ...