Tagged: ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ

0

ብሂል ካብ ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ

ንመበል 50 ዓመት መዓልቲ ዕረፍቶም ንኣቦና ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ ንምዝኻር ዝኣኽል፣ በረኸቶም ምእንቲ ክንኻፈል ነዚ ናቶም ብሂል ናብ ነበብቲ ነብል።
“ብፈተና እንተ ደኣ ወዲቅካ፡ ጣዕሳ ኃጢኣትካ ካብ ጸሎት ኣይዕገተካ። ክሳዕ እትናሳሕ ጸሎት እንተ ደኣ ኣቛሪጽካ ድማ፡ ኣይክትናሳሕን ኢኻ። እቲ ምንታይሲ፡ ጸሎት ማዕፆ ሓቀኛ ንስሓ ስለ ዝኾነት።”