ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ
ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...
ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...
Furthermore, if a tiny amount of bile gets into the pancreatic duct with creating of biliary pancreatitis. order generic levitra find out now
ቅደስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380- 450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዱ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ...
ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...
ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ ካብ 329 ክሳብ 379 ዝነበረ፣ ሓደ ካብ ናይ ኮፖዶቅያ ኣቦታት ተባሂሎም ዝፍለጡ፣ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ብዛዕባ ጾም ካብ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ዝተወስደ ትምህርቲ ናቱ፣ ከተንብቡ ይዕድመኩም። ብሩኽ ንባብ! “ብሰርቂ ወርሒ፣ ብምልኣት...