ጾም ምስ ይቕሬታን ድኻታት ብምዝኻርን
ንመንፈሳዊ ህይወትና ካብ ዘደልድሉ፣ ዝዓበየ መንፈሳዊ መገዲ፣ ጾም እዩ። ኣገዳሲነት ናይ ጾም ዉን ብብዙሕ ጽሑፋት ተነጊሩና ኣሎ። ካብ ነነዌ ዝመቦቀሉ ቅዱስ ይስሃቅ ሶርያዊ፣ ጾም መንፈሳዊ መሳርሒ ምዃኑ ኣብ ዝገለጸሉ ጽሑፍ ከምዚ ኢሉና። “መድኃኒ ዓለም...
ንመንፈሳዊ ህይወትና ካብ ዘደልድሉ፣ ዝዓበየ መንፈሳዊ መገዲ፣ ጾም እዩ። ኣገዳሲነት ናይ ጾም ዉን ብብዙሕ ጽሑፋት ተነጊሩና ኣሎ። ካብ ነነዌ ዝመቦቀሉ ቅዱስ ይስሃቅ ሶርያዊ፣ ጾም መንፈሳዊ መሳርሒ ምዃኑ ኣብ ዝገለጸሉ ጽሑፍ ከምዚ ኢሉና። “መድኃኒ ዓለም...
ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...
“ወላዲተ ኣምላክ ነበረት እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም በሕሊና ኣምላክ” ነዚ ቃል እዚ ክሰምዑ እንከለዉ፣ ገለ ዝስንብዱ፣ ገለ ዝግረሙ፣ ገለ ዝደናገሩ፣ ገለ ዉን ዝሓርቁ ኣይሰኣኑን። ገለ ሚስጢር ኣምላኽ ዘይተረድኡ የዋሃን ድማ፣ ነዚ ቃል`ዚ ሰሚዖም ናብ ካልእ...
ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...
መእተዊ ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ክፋል ሰባት ብዉልቃዊ ጻዕሮም ንኣምላኽ ክፈልጥዎ ኣይኽእሉን፣ እግዚአብሔር ባዕሉ`ዩ መንነቱ ዝገለጸሎም። ሰብ ብባህሪኡ ዉሱንን ድሩትን ስለዝኾነ፣ ነቲ ዘይዉሰን፣ ዘይምርመርን፣ ረቂቅን ዝኾነ እግዚአብሔር ክፈልጦ ኣይኽእልን። ኣምላኽ ፈለማ ንሰብ ክፈጥሮ እንከሎ ዉን፣ ነዚ...
ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ክርስቶስ ኣብዚ ምድሪ’ዚ እንከሎ ዘይወረደ? ስለምንታይ ክሳብ ናብ ሰማያት ዝዓረግ ጸንሐ? ስለምንታይ`ኸ ድሕሪ ዕርገቱ ብኡንብኡ ዘይወረደ? ማለት ክርስቶስ ኣብ መበል ኣርባዓ መዓልቲ ምስ ዓረገ ብእንብኡ መንፈስ ቅዱስ ኣይወረደን። “ኣብ መበል ሓምሳ...
መእተዊ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈት ምዕራፍ፣ ሞትን ጥፍኣትን ነጊሱ ስለዝነበረ፣ ኩሉ ሰብ ናብ ዘለኣለማዊ ጥፍኣት የምርሕ ከምዝነበረ ርኢና። እቲ በመልክዕ ኣምላኽ ተፈጢሩ፣ ብህላዌኡን ምንቅስቃሳቱን ግብሪ ቃል ዘዘንቱ ዝነበረ ሰብ፣ ናብ ሞት የምርሕን፣ ግብሪ እግዚአብሔር...
ምዕራፍ ሓደ ስነ-ፍጥረትን ዉድቐት ኣብታ ቀዳመይቲ መጽሓፍ፣ “ኣንጻር ኣህዛብ (the Contra Gentes)1”፣ ኣጀማምራ ናይ ኣህዛብ ኣምልኮ ጣኦትን ከንቱ ኣምልኮኦምን ፣ ብጸጋ ኣምላኽ ገሊጸልካ ኔረ። ከምኡዉን፣ ብዛዕባ ናይ ኣብ ቃል ተዘራሪብና ኔርና። ንሱ መለኮታዊ ምዃኑን፣...