Author: ፍኖት
ሓድሽ ዓመትን መደባት ዉጥንን
ሰባት ብባህሪና ምክንያት ደለይቲ ኢና። ገለ ነገር ክንገብር፣ ምክንያት ንደሊ። ግደ ሓቂ ነተን ነገራት ብዘይ ገለ ምክንያት ክንፍጽመን ምከኣልና፣ ግን ኣይንገብሮን። ነገራት ክንገብር ምክንያት ካብ ዝኾኑና ቀንዲ ኣብነት ድማ፣ ሓድሽ ዓመት እዩ። ኣብ ሓድሽ...
2009 ግእዝ ካላንደር
ኣካል ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ዝዀነ ኣማኒ፣ ሓድሽ ዓመቱ ኣብ መስከረም እዩ። ኣብ ኲለን ናይ ኦርቶዶክስ ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጲያ፡ ኣርሜንያ፡ ህንዲ፡ ሩስያ፡ ግሪክ፡ ኣንጾክያ፡ ሶርያ. . . . ኲለን ናብ ምብራቅ ይዂና ናይ...
ዳግማዊት ሔዋን-ድንግል ማርያም
መጽሓፍ ቅዱስ፣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ “ዳግማይ ኣዳም” ወይ “ሰማያዊ ኣዳም” ኢሉ ይጽዉዖ። ናይቲ ዝወደቐ ኣዳም መተካእታ ኮይኑ ዝመጽአ ባዕሉ መድሓኒ ዓለም ክርስቶስ እዩ። ሮሜ 5፥10-መፈ 1ይ ቆሮ 15፥45-49። “ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ...
ናብራ ምስ ንህቢ-ብዲ. ዳንኤል ክብረት
እዛ ሕጂ እተንብብዋ ዘለኹም ጽሕፍቲ ካብ ኣምሓርኛ “ከንብ ጋራ ኑሮ” ዝተተርጎመት ኮይና፣ ብዲያቆን ዳንኤል ክብረት ዝተጻሕፈት እያ። ኣብ ዉሽጢ ሓዳር ዘሎ ዉረድ ደይብ፣ ብንጹርን ብዕምቆትን እተረድእ፣ ኣዝያ ብስልቲ ጽሕፍቲ እያ። ኣንቢብኩም ንህይወት ክኾነኩም ዉን፣...
መዝሙር ፋሲጋ-ቅዱስ ኤፍሬም ሶሪያዊ
ኦ ጐይታ፣ ኣብ ቅድሜኻ ብፍርሓት ይሰግደልኻ ኣለኹ፣ ኦ ሰናይ ዝዀንካ ኣምላኽ፣ የመስግነኻ ኣለኹ። ኦ ናይ ቅዱስና ኣምላኽ፣ ኣብ ብርኸይ ወዲቐ ናባኻ ይምህለል ኣለኹ። ንዓይ፣ ንድርቡይ ሓጥእ፣ ካብ ማእሰርቲ ሰይጣን ሓራ ክትገብረኒ፣ ናይ መስቀል ሞት...
ንጐይታ ክንዲ ምንታይ ተፍቅርዎ? ክንዲ ይሁዳ`ዶ ዋላስ ክንዲ ማርያም?
ሮብዕ፣ ሳልሰይቲ መዓልቲ ናይ ሶሙነ ሕማማት ዝንበብ ወንጌል ኣዝዩ ፍሉይ ጣዕሚ ዘለዎ እዩ። ብርግጽ ኲሉ ወንጌል ፍሉይ ጣዕሚ ኣለዎ፣ ግን ንዓይ ብዉልቀይ ግና፣ ልበይ ካብ ዝትንክፋኒ ናይ ሶሙነ ሕማማት ንባባት ናይ ሮብዕ እያ እንተበልኹ...
ሶሙነ ሕማማት-ቤተክርስቲያን ንክርስቶስ ዝተመርዓወትሉ ቅነ
እንዃዕ ናብቲ ንሕማማትን ስቕያትን ክርስቶስ ኣምላኽና ንዝኽረሉ፣ ሶሙን ኣብጽሓና። ብንስሓ ንቐርበሉ፣ ሓጢኣትና ንናዘዘሉን፣ ብመንፈስን ሓቂን ንሰግደሉ ቅነ ይግበረልና። እዚ ሶሙን`ዚ፣ ቤተክርስትያን ምስቲ ሓቀኛ መርዓዊዓ፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድሚ 2000 ዘመን ዝተመርዓወትሉ ግዜን፣...
ተግሳጽ ዘቅዱስ ኣባ ሲኖዳ
ተግሳጽ ዘቅዱስ ሲኖዳ፣ሶኒ ሰዓት ዓሰርተ ሓደ ሠርክ ስግደት ገለ ገለ ኣካይዳ (ግብሪ) ኣለዋ፣ ብናትና ኣተሓሳስባ ሰናይ ጌርና ንቆጽረን፣ ብዓይኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ግና ሓጢኣት እየን። ንኣብነት፣ ንስሓ ዘይኣተወ ሰብ፣ ናብቲ ቅዱስ ቦታ ምልስምልስ ይብል`ሞ፣ ከምዚ...
ተግሳጽ ዘቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ
ክርስቶስ ስለዘፍቀረና፣ መጺኡ ባዕሉ ምእንታና ሞይቱልና። ብሓጢኣት ንገዛእ ርእስና ምስ ኣማሰንናያ፣ ፈጢሩ ሱቅ ኢሉ ኣይሓደገናን። ካብ ሰማያት መጺኡ፣ ምእንታና መከራ ጸጊቡ፣ ህይወቱ ሂቡና። ከም ሓኪም ክፍዉሰና፣ ብግህዶ መጽአ። ካብ ሕማምና ክፍዉሰና ጥራይ ኣይኰነን ዝምጽአ፣ እንታይ...