ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ
“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...
“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...
ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...
ንመበል 50 ዓመት መዓልቲ ዕረፍቶም ንኣቦና ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ ንምዝኻር ዝኣኽል፣ በረኸቶም ምእንቲ ክንኻፈል ነዚ ናቶም ብሂል ናብ ነበብቲ ነብል።
“ብፈተና እንተ ደኣ ወዲቅካ፡ ጣዕሳ ኃጢኣትካ ካብ ጸሎት ኣይዕገተካ። ክሳዕ እትናሳሕ ጸሎት እንተ ደኣ ኣቛሪጽካ ድማ፡ ኣይክትናሳሕን ኢኻ። እቲ ምንታይሲ፡ ጸሎት ማዕፆ ሓቀኛ ንስሓ ስለ ዝኾነት።”
ሎሚ መዓልቲ ትንሳኤ እዩ። ምጅማሩ ድማ ብዙሕ በረኸት ኣለዎ። እምበኣር ነዚ በዓል ብድሙቅ መገዲ ንሓልዎ፣ ነንሕድሕድና ዉን ንፋቐር። “የሕዋተየ ሓፍተየ” ንበሃሃል። ዋላ ነቶም ዝጸልኡና የሕዋት ንበሎም። ብፍላይ ድማ ነቶም፣ ንዓና ካብ ዘለዎም ፍቕሪ ዝተላዕለ...
ምሕረቱ ዝበዝሐ ንጉስናን ዳኛን፣ ተስፍኡ ካባና ኣይሓብእን። ከም ሕያዋይ ሓኪም ኲሉ ግዜ ፈዉሱ ይነገና። ዋላኻ ካብኡ ዓሊና ንርሓቅ፣ ፈዉሱ ኣይሓብኣልናን እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ሰለስተ ምስላታት ብሓደ ጌሩ ስሪኡ ኮፍ ዘበለልና፣ ብዘይ መደብ ኣይኰነን፣ ነዚ...
ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...
ሎሚ ሰንበት ዕለት 12 ለካቲት (ፈረንጂ) ዓለምለካዊ መዓልቲ ኣዴታት እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንኲለን ኣዴታት፣ ኣዴታት ቤተክርስቲያንን፣ እንኮላይ ንወላዲተይ መርዓተኣብ ብሩኽ መዓልቲ ክብለን ይፎቱ። ንመዓልቲ ኣዴታት ብዝዉክል መልክዑ፣ ገለ ብሂላት ናይ ቤተክርስቲያን ኣዲታት ከላልየኩም። ኣብ መጽሓፍ...
ቅዱስ ኤፍሬም ኣብቲ ብዛዕባ ንስሓ ሰብ ነነዌ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ብዛዕባ፣ ዓለምን ከንቱነት ዓለምን ዘስፈሮ ብመልክዕ ግጥሚ ካብ ዝተዳለወ ጽሑፍ ዝተወስደ። “ለም፣ ፍቕርኺ ክንደይ ይሕይል፡ ጽባቐኪ ዉን ብዙሕ እዩ፣ የግዳስ ጽባቐኪን ፍትወትክን ንዘለዓለም ኣይጸንዕን። ነባሪ...
መጽሓፍ ቅዱስ፣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ “ዳግማይ ኣዳም” ወይ “ሰማያዊ ኣዳም” ኢሉ ይጽዉዖ። ናይቲ ዝወደቐ ኣዳም መተካእታ ኮይኑ ዝመጽአ ባዕሉ መድሓኒ ዓለም ክርስቶስ እዩ። ሮሜ 5፥10-መፈ 1ይ ቆሮ 15፥45-49። “ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ...