ፍኖተ ኣትናቴዎስ Blog

0

በዓለ ሓዋርያት-ጴጥሮስ ወጳዉሎስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እንኳዕ ናብ ክቡር በዓል ናይ ሓዋርያት፣ ጴጥሮስ ወጳዉሎስ፣ ብሰላም ኣብጽሓና፣ ክቡራት ኣንበብቲ። በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኲሎም ሓዋርያት ምስ ኲልና ይኹን። መጽሓፍ ሓድሽ ኪዳን ገንጺሉ ዘንብብ ሰብ፣...

0

ብሂል ካብ ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ

ንመበል 50 ዓመት መዓልቲ ዕረፍቶም ንኣቦና ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ ንምዝኻር ዝኣኽል፣ በረኸቶም ምእንቲ ክንኻፈል ነዚ ናቶም ብሂል ናብ ነበብቲ ነብል።
“ብፈተና እንተ ደኣ ወዲቅካ፡ ጣዕሳ ኃጢኣትካ ካብ ጸሎት ኣይዕገተካ። ክሳዕ እትናሳሕ ጸሎት እንተ ደኣ ኣቛሪጽካ ድማ፡ ኣይክትናሳሕን ኢኻ። እቲ ምንታይሲ፡ ጸሎት ማዕፆ ሓቀኛ ንስሓ ስለ ዝኾነት።”

ንባብ ናይ ሰዓት 12 ዓርቢ ቅ. ጎርጎርዮስ ዘኑሲስ 0

ንባብ ናይ ሰዓት 12 ዓርቢ ቅ. ጎርጎርዮስ ዘኑሲስ

ንሕና ብድኽነት ሥጋኡ፣ ምእንቲ ክንህብትም፤ ንሱ፣ ናይ ባርያ ኣርኣያ ለቢሱ ድኻ ዀነ። ንሱ ናትና ሕማም ተዓገሰ፣ ናትና ሕማም ዉን ጾረ፣ ናትና በደል ዉን ተሰከመ፣ ምእንታና ዉን ገዛእ ርእሱ ንጹህ መሥዋእቲ ጌሩ ወፈየ፣ ንሱ ብሓቂ...

“ኣምላኽካ ኲሉ ግዜ ዘኽር” ኣባ መቃርዮስ ዓቢ 0

“ኣምላኽካ ኲሉ ግዜ ዘኽር” ኣባ መቃርዮስ ዓቢ

ሓደ ወዲ መዝሙር ዝበሃል፣ ኲሉ ግዜ ንእግዚአብሔር ኣምላዂ ኣብ ዉሽጡ ክዝክር ኣለዎ። ምክንያቱ ቅዱስ መጽሓፍ “ንእግዚአብሔር ኣምላኽካ ብሙሉእ ልብኻ ኣፍቕር” እዩ ዝበለ /ዘዳግም 6፡5/። ናብ ቤተክርስቲያን ወይ ናብ ቤት ጸሎት ክትኣትው እንከለኻ ጥራይ ኣይኰነን፣...

0

ልደትካ መስተንክርን መግለጺ ኣልቦን እዩ! ቅ. ያእቆብ ዘስሩግ

ቅዱስ ያእቆብ ኣብ 5ይ ክፈለ ዘመን ኣብ ሶርያ እትርኸብ ናይ ሓንቲ ስሩግ ትበሃል ንኢሽተይ ዓዲ ጳጳስ ዝነበረ ኮይኑ፣ ብዙሕ ጽሑፋት ብግጥማዊ መልክዕ ዝጸሓፍ ናይ ቤተክርስቲያን ሊቅ ኣቦ እዩ። እዚ ጽሑፍ፣ ብዛዕባ ልደት ካብ ዝደረሶ...

0

ጸሎት

ጸሎት ኣብ መንጐ ሰብን እግዚአብሔርን፡ ካብ ምድሪ ናብ ሰማያት እተዘርግሐት መራኸቢት ድልድል ኢያ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ፡ ክቡራን ቅዱሳን ነዛ ድልድል ተጠቒሞም፡ ብቕድስና ተመላለሱላ። በዛ ድልድል ክትሳገር ትደሊዶ? ጉድለት እምነትካ እተርሕቕላ፡ ኃይሊ ጽንዓት እትረኽበላ፡...

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ 0

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ

“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...

0

ዋሕዲ ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ቅ. ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ብምክንያት ትዝካር ሰማእትነቶም ናይ ሐዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስን ቅዱስ ጳዉሎስን ብምግባር፣  ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ሰባት ናብ ቤተርክስትያን ንከይመጽኡ፣ ኣብ በዓል ተዝካር ናይ ሰማእታት ንከይሳተፉ ዘቕርብዎ ምክንያታትን ዝሃቦ ተግሳጽን ናብ ነበብቲ የብሎ።  ቀዳማይ ክፋል “ሎሚ...

0

ክጸዉም ብቚዕ ድየ፧?

ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...